Eritrean sport news 06 August 2019 || 06 ነሓሰ 2019


24 thoughts on “Eritrean sport news 06 August 2019 || 06 ነሓሰ 2019

  1. ኣይ ኣንታ ጋዜጠኛ ክንደይ ትኳተም ኢኻ ሜትሮን 58 ሰ.ሜን ዝቑመቱ ሓለንጋይ ቁመት ዝውንን ትብሎ

  2. ወይለይ 1.58 ሜትሮ = ሓለንጋይ ቁመት እንተኮይኑስ 1.85 ሜትሮ ዝቑመቱ ሰብ ከደኣ እንታይ ክንብሎ ኢና??

  3. ኣታ ወዲ ናይ ድምጺ ሓፋሽ ቂያር ካ ኮንካና፡ ኣንታይ ዩ ኣዚ ናትካ ዜና ሃጠው ቀጠው በቃ ብህግደፍ ዲኻ ተኺፍልካ ትሰርሕ ዘሎካ ።

  4. ሳይሞን ሙሴ ጎበዝ፡ ጌና ካልእ ክንጽበ ኢና ካባኻ
    የግዳስ 1፡58 መትሮስ እምብኣር ሓለንጋይ ቁሞት ተብል ኢያ, ሲነማ ሰመረ።ብዝኾነ ሓደ ቀንዲ ካብ ኣድነቕትኻ ኢየ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ

  5. Bitiami tsbuk srah tserh aleka bihaki hawna . Abzi bziaba Eritrea mizrab kem geben tekotsirulu zelo gize kemau win Mennetna ketfau ztsiaurulu zelo gize ezom zeyEritrawyan kinsom fake account gerom kem Eritrawyan temesilom DISLIKES zgebrlu zelo gize NISKA gin biziaba ERITRAWYAN yehwatka hadish zena bmhabka abi misgana ygbiaka blbi.Tebarek ezi hawey.

  6. ዝሰመዓናዮ ተቅርበልና ኣለካ ምስ ካልኦት ጛነላትተቀዳደም ትድሕር ኣለካ ናይ ዩናይትድ ከኣ ገለ በለና ኢካ

  7. ኣቱም ሰባት 1.76 m ሓጺርና እንዳበልናስ
    1.58 ሓለንጋይ ይበሃሉ ኣለዉ ዋ እቲ ሜትሮ ናይ ዓድኹም ፍሉይ ድዩ

  8. ስሙራ ነብሲ ሎምስ ብዘይ እምኒ ጭድድ ኣቢልካና

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *